ኣመሪካ
ኣብ ሰሜን ኣመሪካ እትርከብ ሃገር
ሕቡራት መንግስታት (ሕ.መ.)፣ (ብእንግሊዝኛ፦ United States) (US)፣ ብውግዒ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (ሕ.መ.ኣ.)፣ (ብእንግሊዝኛ፦ United States of America) (USA)፣ ወይ ብቐሊል ኣመሪካ (America)፣ ብሓምሳ ክፍለ ሃገራትን ፈደራላዊ ወረዳን ኣብ ዝቖመት ቅዋማዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ዝተመስረተት ልኡላዊት ሃገር እያ። ብሰሜን ምስ ካናዳ ብደቡብ ድማ ምስ ሜክሲኮ ትዳወብ። ርእሰ ከተማኣ ዋሺንግተን ዲ.ሲ. እያ።
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.) | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ In God we trust (ብእንግሊዝኛ፦ «ኣብ ኣምላኽ ንውከል») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ The Star-Spangled Banner | ||||
ርእሰ ከተማ |
ዋሺንግተን ዲ.ሲ. 38°53′42″ሰ 77°02′12″ምዕ / 38.895, -77.036666666667 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ብፈደራላዊ ደረጃ ዝኾነ ቋንቋ የለን | |||
• ሃገራዊ ቋንቋታት | እንግሊዝኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ኣመሪካዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ጆ ባይደን | |||
ሓጋጊ ኣካል | United States Congress | |||
ናጽነት • ኣዊጁ • ኣፍልጦ ረኺቡ |
ካብ ዓባይ ብሪጣንያ 4 ሓምለ 1776 3 መስከረም 1783 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 9,147,590 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 6.97 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2021) | 331,893,745 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ኣመሪካዊ ዶላር ($) | |||
ዞባ ግዜ | UTC-5 ክሳዕ UTC-10 | |||
• ኣብ ክረምቲ | UTC-9 ክሳዕ UTC-4 | |||
ኮድ ኣይሶ | 840 / USA / US | |||
ዓውዲ ኢንተርነት |
.us .mil .edu | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +1 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | USA | |||